ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓይቅ መስሓል ንከተማ ሓይቅ መስሓል ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒታር ፣ ፕሪንተር፣ ፎቶ ኮፒ፣ ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክቢ ማሕተምን ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለምን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ብሮድካስት ኤሌክትሮኒክስ፣ ይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኣዉቶሞቲቭ፣ ናይ ቡምቧ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ምርግጋፅ ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ኣቁሑ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለማት ፣ ናይ መኪና እስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ን 2012 ዓ/ም 1ይዙ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፀሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ቢሮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ መሳርሒ ህትመት፣ ማይ ቦጥ ክራይ ምጉዕዓዝ ፣ ፣ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ፣ ጀነሬተርን ፣ጂፒኤስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን 2012ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒከስ ፣ ስፔር ፓርት መኪና፣ ስፔር ሞተር ሳይክል፣ ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሐት ኣዉቶቮቲቭን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሐት ክንዕድግ ንደሊ