ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራት ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን

ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑ መለዋወጢ፣ ናይ መኪና ጎማታትን ካላማደርያን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ፣ ካሜራ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ነቲ ኮምሽን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዳግ ይደሊ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርት ዝኸዉን ንመናእሰይ indoosandout doos pame ዝኸዉን ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም