ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ Fargo DTC color ribbion ፣Fargo duel side over laminate paper፣ cards for fargo DTC 4500e : FARGO ክሊነር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 46 11 21/0058/09 14 12 08 20

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo