ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሪኒክስ ወይ እዉን ላፕቶፕ: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ፕሮጀክተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ካብ 17/7/2016 ዓም ከሳብ 25/7/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ልዕሊ መስቀለኛ ኣብ ዝርከብ ዕደጋ ማእከል ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ክፍሊ ቁፅሪ 84 በኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት : መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ክተቅርቡ ይግባእ

3 ንመሳርሒ ፅሕፈትን :ኤሌክትሮኒክስን ተመዝገብቲ ተወሳኪ ግብሪ ወይ እዉን እሴት ታክስ ዝኮኑ ክጫረቱ ዝክእሉ ጥራይ ኮይኖም ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ ግብሪ ወይ አዉን እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈትን :ኤሌክትሮኒክስን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 ሳንዱቅ 27/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወየ ሕጋዊ ወከለቶም አብ ዝተረከበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወኪል የለን ተባሂሉ ዘይተከፈት ዝተርፈ ሰነድ ጨረታ የለን

6 ተጫራታይ ምስ ሰዓረ ተዘይተስማምዑ ዝትሓዞ መከበሪ ጨረታ ኣይመለሰሉን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ፖስታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ክፍሊ ቁፅሪ 84 ኣብ ከተማ ማይጨዉ ማእከል ዕደጋ ዘሎ ሳነዱቅ ኣታዊ ይከዉን

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914769894

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo