ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕት ፅሬት መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን ፡ ሕትመት ኣቁሑት ኢንደስትሪያል ፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ /ታብሌት ሞባይል/ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርትን ሓለዋ ጥዕናን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ኤሌክትሮነክስ ንድያን አቁሑን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሐጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ኢንስቲትዩት ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ዝክፈል ንዝህነፅ ዘሎ ህንፃ መሳርሒ ዝወዕል ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓይቅ መስሓል ንከተማ ሓይቅ መስሓል ናይ ደገ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ዝናብ መካላከሊ /ሮኬትን/ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዞም ኣብ ታሕቲ ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡