ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፡መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መቀያየሪ ኣቅሑ መካይን ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ኣቅሑ ማሽን ፣ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም  ወረቀት ምሰክር መቅረባይነት ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይካኣል

2 እቲ ጨረታ ካብ 14/01/2012 ዓ/ም ክሳብ 28/01/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ 

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/01/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

4 እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ በምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 01 77  ምሕታት ይከኣል   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo