ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ትምህርቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ሕትመትን ፣ ሓመድን እምንን፣ ብሳዓት እትሰርሕ ሎደር ፣ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ

ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት ስለዚ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕደም

1ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012 ዓ/ም ዘሐደሱን

2 ተጫረቲ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ፀብፃብ ዝገበረ

4 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ካብ 10/01/2012ዓ/ም ክሳብ 25/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ምዉሳድ ይከኣል፤

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አቅርቢዎ ቆፂሩን ዘረከብ

8 እቲ ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348-440778 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo