ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ መኪና መለዋወጢ ፡ ኤሌክትሪክ ኣቁሐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ናይ ኤሌትሪካል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

Ezana Mining Development PLC, Meli Gold mine has allocated Budget towards the cost of ff supply calcining oven

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ኢንድስትሪያል ኣቅሑ ፣ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ፣ ኣቅሑት ብረታ ብረት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 መሳርሒ ህንፃ ሎት3 ኤሌክትሪክ ሎት4 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ሎት 6 መሳርሒ ፅሬት ሎት 7 ኣጭርቅቲ ሎት 8 ቀዋሚ ንብረት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ አቁሑ ማይን ፣መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ኮምፒተር ፣ላፕቶፕ ፣ፕሪንተር፣ ኤል ሲዲ ፕሮጀክተር ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

በመቐለ ዩኒቨርሲቲ የኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት - መቐለ ለ 2012 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚውሉ የተለያዩ እቃዎች ኤሌክትሪክ ሬንጅ ዕቃዎች ፣ በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : መኪና ስፔር ፣ ማይ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ እንስሳ ናዉትን መድሓኒትን ፣ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ