ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ኮረም

1 በዘይካ 7ን 8ን 9ን ቫት ዘይሓትት ኮይኑ ዝተረፉ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ

2 ናይ 2012ዓ/ም ግበሪ ዝከፈልኩምን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን

3 በቲ ዘርፈ መለለይ ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳአታን ዘለኩም

4 በዘይካ 7ን 8ን 9ን ናይ ወርሒ ታሓሳስ 2012 ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

5 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኮይኑ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ብዝተዓሸገ ይቀርብ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ናብ ትካልና ዘቅርብ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 12/06/2012ዓ/ም ክሳብ 24/06/2012 ሰዓት 3፡30 ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ክፍሊ ፋይናንስ ቁፅሪ 33 ዘይምለስ 50፡00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

8 መኸበሪ ጨረታ 4000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኩን ኣብ ዘየለዉሉ ሰዓት 4፡00 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም  ይክፈት

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 51 00 59 /09 14 75 12 09 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo