ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዲማ ንደገ መብራህቲ ኣጎልግሎት ዘዉዕል ፓዉዛ ኣጨሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትሳተፉ ይዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዲማ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮንኩም

2 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዝጎበርኩምሉ መረዳእታ እዉን ከተቅርቡ እትክእሉ

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘለኩም

4 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ከተቕርቡ እትክእሉ

5 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ ትክእሉ

6 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከረክብ ኣለዎ

7 ጨረታ ካብ 02/06/2012 ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዲማ ዘይምለሰ 150 ቅርሺ እናከፈሉ ምዉሳድ ይክእሉ

8 አተ ጨረታ 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

9 ቤት ዕዮና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 48 90 30 52/ 09 37 00 35 05  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo