ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ናይ ደገ መብራህቲ፣ ፅገና ጋራዥ ዓበይቲ መካይን ማለት እዉን ማሽነሪ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ዓበይቲ መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መካይን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ በቢ ወርሑ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 301 ምዉሳድ ይካኣል    

6 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒአ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

7 ፅገና ጋራዥ ማለት እዉን ዓበይቲ መካይን /ማሽነሪ / ጠቅላላ ድምር ዝተሓተ ዋጋ ዝመለአ ሳዓሪ ይኸዉን

8 ጨረታ 20/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዮ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

10 ዝምላእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮዉን ይግባእ

11ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo