ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደን ገበርቲ ሰናይ በጀት ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 8 ደቀቅቲ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ሎደርን ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ብፕሮፎርማአወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገለ ፅምብላ ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ኤለክትሮኒክሰ ፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ተማልኡ ተጫረቲ ቀሪብኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ንምዕዳግ ካብ 4 ለካቲት ክሳብ 6 ለካቲት 2008 ዓም ዝተጋወሐ ምንባሩ ዝፍለጥ ዩ ሕዚ ግን መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ተሪፉ ን 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡45 ዝተናወሐ ምካኑ ንሕብር

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንአላማጣ ህንፃ ዝከዉን Ceramic Parcelain ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቅርቡ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ አቁሑት ካብ ናይ በጀት ዓመትን ካብ ናይ ሴፍትኔት በጀትን ብግልፂ ጨረታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረትን ግልጋሎትን ማለት እዉን ህንፃ መሳርሒ፣ ኤለክትሮኒክስ ፣መፅሓፍት ፣ግልጋሎት ግሪነር ዕድጊት ንምፍፃም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ቢሮ ኣቁሑ(General Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ