ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ማለት ኣብ ዘበን 2008 ዓም 1000 ሊትሮ ዝሕዝ ፕላስቲክ ሮቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

ተቁ

ዓይነት

መዓቀኒ

በዝሒ

ተጫረትቲ ዝመልእዎ

ጠቅላላ ዝመልእዎ ዋጋ

Â

ፕላስቲክ ሮቶ

ብቁፅሪ

10

Â

Â

Â

Â

       Â

Â

  1. አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም
  2. በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
  3. ባዕሉ ተጫራታይ አብ ዝወፀÂ እስፐስፊኬሽን ምዉሳክ ምቅናስ ምስራዝ አይከኣልን
  4. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  5. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድÂ ካብÂ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 30/9/2008 ዓ/ም ክሳብ 14/10/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  6. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/10/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 9:00 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉለ ይክፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
  7. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ Â ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  8. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  9. እዚ ግልፂ ጨረታ እዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል
  10. ተጫራታይ መፅዓንን መራገፍን ትራንፖርት ሓዊሱ ናብ ወ/ቆላ ተምቤን ቤ/ት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ከብፅሕ ዝክእል
  11. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  12. ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
  13. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲንካርድ /Â ዘለዎÂ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
  14. ሰዓራይ Â ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲታት አታዊ ክገብር ዝክእል

       ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052 /0344460116

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo