በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2016 ናይ UIDP በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ኣቅሑት ፈርኒቸር ሎት ወይ እዉን ናዉቲ ቤት ዕዩ : ሎት ክልተኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ወይ እዉን ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም :  ወረቀት ምስክ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝተመዝገብኩሙን ብግልፂ ብዝረአ ብቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉን :  ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም ብግልፂ ዝረአ ድማ ብቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምነ ናይዚ ዓመት ግብሪ ናይ ዝከፈልክምሉ ናይ ወርሒ ጥሪ ወይ እዉን ናይ ወርሒ ለካቲት 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳታ እዉን ብግልፂ ብዝረአ ብቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ንሎት ሐደ ዘይምለስ 100 ቅርሺ : ንሎት ክልተ ድማ ዘይመለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ናብ ሒሳብ ቁፅሪ 1000539493845 ብምክፋል ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ኮሌጅ ዩኒቨስቲ ኣድማስ ዝርከብ ህንፃ 4ይ ደብሪ ቁፅሪ 9 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

4 ሰነድ ጨረታ ንተወዳድርቲ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ  4/7/2016 ዓም 13/7/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ናብ ዝተዓሸገ ሳንዱቅ ጨረታኩም ክተእተዉ አለኩም

5 ሳንዱቅ ጨረታ 13/7/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ዋላ ኣይረከቡ ነቲ ጨረታ ዝዕንቅፍ ነገር እንተዘይሃልዩ ጨረታ ዝክፈት ይከዉን

6 መከበሪ ጨረታ ንሎት ሐደ 5000 ቅርሺ : ንሎት ክልተ ድማ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ክተትሕዙ ይግባእ

7 ብጥረ ገንዘብ ተኮይኑ ናብ ኣካዉንቲ ቁፅሪ1000539493845 ኣታዊ ምግባር ከምትክእሉ ንሕብር

8 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ናይ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ወይ እወን ምስ ጥርዓን መዓልታት ኣብ ዉሽጢ 3 ያን ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ካብ ዋጋ ሓፈሻዊ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እነተደሊኩም ድማ ናብ ኣካዉንቲ ቁፅሪ1000539493845በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ አታዊ ብምግባር ክተታሕዙ ትክእሉ

10 ንኣፈፃፅማ ዉዕሊ ዉስና የትሕዝ

11 ተጫረቲ በቲ ቤት ዕዩ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መዓቀኒ ወይእዉን ዝርዝር ብፅሬትን ብመጠንን ብግዜ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲታት ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መረጋፈን ኢሉ እዉን ሓፈሻዊ ወፃኢ ናብ በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ከረክቡ አለዎም

12 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ትካልኩም ስምን : ኣድራሻን :ማህተምን : ፊርማን ክህልዎ አለዎ

13 በዓል መዚ መንገዲታት ትግራይ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914759582 / 0914000506

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo