ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር ቀለም ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም :: /ፕሪንተር ቀለም/ Brother DR-3405 በዝሒ 04

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ኮምፒተር ኮር ኣይ ሰቨን በዝሒ 02 ፣ HP ላፕቶፕ ኮር ኣይ ሰቨን በዝሒ 01 ፣ ታፕሌት ሞባይል በዝሒ 2 ፣ ፎቶ ኮፒ ማሽን በዝሒ 01 ፣ ፕሪንተር በዝሒ 01 ፣ ዩፒኤስ 1500 ቮልት ኣምቢር 1700ዋት 220 ቮልት 50 ሀርዝ በዝሒ5 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ/ Dell latitude laptop ባትሪ/ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንህዳሴ ግድብን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ምምሕዳር መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ /ኮምፒተር01 ፣ፕሪንተር01 /፣ ፈርኒቸር / ናይ ኣጋይሽ ወንበር 07፣ ጠረፔዛ ናይ ወፃኢ 07/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ (AGP-ll ) ብዝተረኸበ በጀት ላፕቶፕ ኮምፒተራት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቁዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ላፕቶፕ ቻርጀር HP 01 ፣ ናይ መኪና ታፒሰሪ /ምንፃፍ ሽፋን መኪና ዳብል ካፕ 02/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ላፕቶፕ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ