ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳሬክተር ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ ኮ-ዋሽ በጀት ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ( Desktop computer 02 : Printer 02) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ / ፎቶ ኮፒ ማሽን 01 ፣ ፕሪንተር 01፣ ፍላሽ 32 GB 04/ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ internal hard drive 01: rechargeable batttry 01: computer charger 02: ናይ ላፕቶፕ ባትሪ 01 ፣ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ 01 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ሃርድ ዌር ኣቅሑ መደበኛ ሎት 2 ሃርድ ዌር ኣቅሑ ሎት 3 ድሮን ናይ ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ሎት4 ቶታልስተሽን ኣቅሓ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ላፕቶፕ ቻርጀር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝስዕቡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ቶሽባ ላፕ ቶፕ ንብረት ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም