ንወረዳ ላዕላይ ማጨዉን ከተማ ኣክሱምን ንኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ፅሬት ኣቅሑት : ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት :ስራሕቲ ዕንፀይቲ :መለዋወጢ ኣቅሑተ ሳይክልን ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓምት 2016 ዓም ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሪየት መሳርሒን ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ: ፅሬት ኣቀሑት :ፈርኒቸራት: ናዉቲ ሕክምና: ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንሴክተርና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ: ኣቀሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2016 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ እናዳባጉናዝረከባ ኣብያተ ፅሐፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሐፈት: ሃለቅቲ ቀወምቲን ንብረት : ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒት ሕትመትን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ አብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ፅሕፈቱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣናእሸተይ ኣቅሑት ኢሉ እዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮስሞቲክስ ማተሪያል (Beauty and care Items )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኢድ ሞያ ስልጠና ዘድለዩ ማተሪያላት (Skill Building Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መኮኒ ኣብ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎትን ፋይናንስን ምምሕደር አብ 2016 ዓም ኣብ ከተማ መኮኒ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎደናታትን ትካላትን ጎሓፍ ምልዓል ድሬነጅ ፀረጋ ፋኛትራ ክፍቲ ቦታታትሐ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ