ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መኮኒ ኣብ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎትን ፋይናንስን ምምሕደር አብ 2016 ዓም ኣብ ከተማ መኮኒ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎደናታትን ትካላትን ጎሓፍ ምልዓል ድሬነጅ ፀረጋ ፋኛትራ ክፍቲ ቦታታትሐ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ

1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ን2016 ዓም ዘሐደሱ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን

4 ኦርጅናል ደኩመንት ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብ ፍትሒ ዝፀደቀ መተሐዳዳሪ ደንቢ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቅርብ ዝክእል

8  ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 40000 ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ብክልተ ኮፒ ፖስታ ነኒ በበይኑ ብምዕሻግ ሰለስቲኡ ፖስታ ድማ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ዓሺጎም ከቅርብ ዝክእል

10 ናይ ዉዕሊ መክበሪ 10 ሚእታዊ ካብ ዝኣትዎ ዋጋ ከትሕዝ ዝክእል   

11 ዘቅርብ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእሉ

12 ተጫረቲ ኣካላት ናይ ሕብረት ሽርክና ማሕበሮም ወይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎ ኢንቨሎፕ ወይ ዝተዓሸ ፖስታ ገይሮም ዘቅርብ

13 ጨረታ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 4/3/2016 ዓም  ክሳብ 18/3/2016 ዓም ንተካታታሊ ዕለት 10 ናይ ስራሕ ማዕልቲታት ምካኑ ፈሊጥኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

14 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 17/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

15 ጨረታ ሰነድ 150 ብር ብምክፋል አብ ቁፅሪ 10 ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉ ትክእሉ

16 ጨረታ ሰዓራይ ዝተሓተ ዋጋ ዝመልአ ምካኑ ፊልጥኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

17 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

18 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ መክበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፕኦ ወይም ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ከፊልት ብዝፈፀመሉ ዓይነት ገንዘብ ካብ ዝተዉሃቦ መዓልቲ ዝተሐተቶ መክበሪ ዉዕሊ ዘየትሓዘ እንተኮይኑ መክብሪ ጨረታ ይዉረስ

19 ኣድራሻና  ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ኣብ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎት ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 002 ንርከብ

20 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914167263 / 0914681857

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo