ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈትና ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት : ሞተርሳይክል: ማህተም : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓሓይለ ኣብ ክልተ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀደማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን :ናይ ፅሬት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ወጅራት ዒስራ ዓዲ ኣብ 2017 ዓም ነቲ በጀት ዓመት ናይ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሸተይ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ጋንታ ኣፈሹ ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት ኤሌክትሮኒክስ :ተሽከርከርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ lo7-1 ፅ/መሳርሒ ኣቑሑትን ፣ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ኣቁሑት ፣ ሃላቂን ቋዋሚን ኣቁሑት ፣ፅሬት ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቁሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ትከል ዘገልግል ናዉቲ ማለት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ :ኤሌክትሮኒክስ: ቀወምቲ ንብረት ተሽከርክርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ካልኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዝተፈላለዩ አብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑት :መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ናይ 2017 ዓም ንሴክተራት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይኸውን፤-

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዘቦ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት አናእሸተይ ኣቅሑት : ፅሬት አቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ ወይድማ ማሽነሪ: መከኒመለዋወጢ: ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ