ቢሮ ጥዕና ክ ትግራይ ንብሮና ሽንቲ ቤት ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣለኒዮም ስራሕቲ ምስ ማዕዖን መስኮትን ምግጣም ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ ኣለኒዮም ስራሕቲ ምስ ማዕፆን መስኮትን ምግጣም ዕድጊት ንምፍፃም

ቢሮ ጥዕና ክ ትግራይ ንብሮና ሽንቲ ቤት ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣለኒዮም ስራሕቲ ምስ ማዕዖን መስኮትን ምግጣም ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም

ክማላእ ዝግበኦ ቅድመ ኩነታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ

2. ቲን ናምበር ዘቕርብ

3. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፍኬት ዘቕርብ

1. METAL WORKSI UnitQtyU/priceT/Price
1.1supply and fix Aluminium doors thicknes 1.5mm profile .cover with 4 mm thick aluminium panel sheet price including, hinges, cylindrical locks with all its accessories( drawing colour of Aluminium & material quality approved by the engineer)
DOORS(Modem Aluminum Toilet Doors)
a)D1, Size 70x210cmm210.29
b)D2, Size 90x210 cmm21.89
c)D3.Size 80°220cmm23.52
1.2Supply & fx Diamend or other shape of wire mesh for window .door & other works price inculding 40 40 2.5 mm angle iron frame.m28.520

4. ዕለት 29 05 2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 03/07/2016 ሰዓት 10፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 01/07/2016 ዓም ሰዓት 2፡30ይኸፈት

5. ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዕልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

5. ዝምላእ ዋጋ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን2 ማዕልቲ ጥራሕ ይኸዉን

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

8. በዚ ዉዕሊ ክፍፅም ዘይከኣለ ተወዳዳራይ ብቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ከምዝእገድ ክፈልጥ ይግባእ።

9. ኩሉ ንብረት መፅዐኒን መራገፍን ምስ ትራንስፖርት መጋዓዝያ ነጋዳይ ባዕሉ ይሽፍን

10. በተወሳኺ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ብመምረሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255 2007 መምረሒ ዕደጋ 04/2007 ተፈፀሚቲ ይኾኑ።

ኣድራሻ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

መቐለ።

ስልክ ቁፅሪ-0344404715 ደዉሎም መብረሂ ምሕታት ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo