ኢንተርፕራይስ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ስሚንቶ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከፅዕን ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሚኒባስ መኪና ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ በዓል 5000 ሊትር ዝሕዝ መዋህለሊ ማይን ናብ አብያተ ትምህርቲ ምጉዕዓዝን: ዝተፈላለዩ ፅገና ኤለክትሮኒክስ ንሓደ ዓመት ብኮንትራት ምክያድ :ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ከሕትምን ይደሊ

ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ መቐለ ናብ ኢትየጰያ ሱማሌ ክልል 161 FSR (ኻልእ ናይ ፅዕነት መኪና) ናብ ፈቂ :(ኦቦሌ ሳይት) ንደጋሃቡር ፕሮጀክታት ናይ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ፕላስቲክ ትቦታት ንምጉዓዝ ብጨረታ አወዳዲሩ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኤለክትሮኒክስን :መሳርሒ ህንፃ :መለዋወጢ አቁሑት መካይን ብሽክለታን: አቅሑት ፅሬት :ቃላሚጦስ :ብሎኬት :ክራይ ሰርቪስ መኪናን: ሑፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ን 2009 ዓ ∙ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ግልጋሎት ፀገና ቀለለቲን ማእከሎት መካይ :በዓልሞያ ፅገና ሞተር ሳይክል: ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ስራሕቲ ፣ግልጋሎተ ኦፊስ ኣዉቶሜሽን ፅገና ስራሕቲ: ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት: ናይ ባኒ መቅረቢ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ናይ ሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 12 ገንኢ መጠራቀሚ ማይ ማለት ውን ፋይበር ፕላስቲክስ በዓል 10000 ለሊትሮ ን ን 5ወርሒ ሓንቲ ክራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ወልካ ሓመድ ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ ብምፅዓን ብምጉዕዓዝን ንምልዓል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተማና ዝስርሑ ናይ መንገዲ ፅገና 900 ሜትር ኪቡ ፋሕሸር ምፍሳስ ስራሕቲ ነቲ ፋሕሸር ንምጎዓዝ ካብ ጎቦ ዳጀነራል አርኣያ ወይም ካብ ሰይት ከጎዓዓዝ ዝክእላ ሲኖትራክ : ዳብል ትራክ : ገልባጭ መኪና ፋሕሸር ንምጎዓዝ ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ