ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ወልካ ሓመድ ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ ብምፅዓን ብምጉዕዓዝን ንምልዓል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ክ/ከ/ዓይደር

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ቲን ምዝገበ መረዳእታ ዘለዎም ወን

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ብኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም ወይ ብጥረ ገንዘብ መክበሪ ጨረታ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ከትሕዙ አለዎም

3 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ከብ ዕለት 30/09/2008 ዓም ክሳብ 10/10/2008 ዓ/ም ካብ ከባቢያዊ ልምዓት ክከተማ ዓይደር ቢረ ቁፅሪ 08 ዘይምለስ 100 ብር /ሓደ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዩም

4 ተጫረትቲ መራገፊ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 2 ተካታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ አጓዓዒዞም ክዉድኡ አለዎም

5 ተጫረቲ ሽምን ኣድራሻን ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንዱቅ ክሳብ ዕለት 10/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ከእትዉ አለዎም

6 ጨረታ ዕለት 10/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረትቲ ኣበ ዘለዉሉ ይክፈት

7 ከባብዊ ልምዓት እዚ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝZተሓለወ እዩ

 ዝምላእ ሰነድ

ዋልካ ሐመድ ዝለዓለሉ ሳይት ካብ ኢንደስትሪ ዞን ናብ ባዕሎም መራገፊ ቦታ ዘለዎም ብናይ ባዕ:ሎም ገልባጭ መኪናን ነዳድን ዘልዕሉ ናይ ሐደ ብያጆ መጓዓዓዚ ዋጋ ________ ብር ብፊደል _______ ዝጓዓዓዝ በዝሒ ብያጆ 100 ጠቅላላ ዋጋ _________ብር ብፊደል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344400518 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo