ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋውጢ ኪራይ መኪና ናይ ባነር ሕትመት ናይ ቢሮ ናውንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት መሳሪሒ ፀሕፈት ሎት 1 መሳሪሒ ህንፃ ሎት 2 ናውንቲ ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ትካልና አውዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ወይ መቅረብቲ ግል ጨረታ ሰለዝደሊ

ቢሮ ጥዕና ክ/ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት መሰረት ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ስፔር ፓርትን አቁሑት ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ትካል ኮሌጅ ቴ/ሞ/ት/ስ ሃ/ሰላም ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውልዕሉ ዝትፈላለዩ ዓይነት ንብረት ኣጫሪቱ ክዕድግ ሰለ ዝድልየ ክትወዳደሩ እትደልዮ ናጋዶ ዝስዕቡ ረቋሒታት ኣማሊእኩም ንክተወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል _ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ