ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት መሰረት ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 መኸበሪ ጨረታ ፅሬት ኣቁሑት 15,000.00 ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 25,000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ: ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200

5 ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 14/03/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 24/03/2016 ዓ/ም 6:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0341412505/ 0930547711/ 0913479591 ይደዉሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo