ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሐታት ፅሕፈት:ስፖርት :ሙዚቃ :ፅሬት :ማይ :ኤሌክትሪክ: ጎማ መኪናን :መለዋወጢ ኣቅሑትን :ጨርቂ መጋራጃ ጨርቂ ፍርናሽ :ፕሪንተራትን ካልኦት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግን ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መካይን መፀገኒ ጋራጅ አጫሪቱ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረቢ ዝተመዝገብኩም ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2010 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅና ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት 50 ቅርሺ እናከፈለኩም ብምዉስዳ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27/2 /2010 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ እቲ ጨረታ 27/2 /2010 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 27/2 /2010 ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460062/0344460065Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo