ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሕፈት ስእሊ አቁሑት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ሕትመት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ መሳርሒ ሙዚቃ አቁሑት መሳርሒ ህንፃን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ኣብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ ኣቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቑሒታት

ምስቲ ዘቅርቦ አቁሑ ተዛመድትን ዘለዎ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድን ከቕርብ ዝኽእል::

 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ ሓምለ ወርሒ ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም ዝሕብር መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ::

መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሸነፈሉ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ከትሕዝ ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ዉዕሊ ኣሲሩ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ኪነ ጥበባት ትግራይ እቲ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል

 ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/02/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 30/02/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት

ኣብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ኣበ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ አብ ናይ ኣቁሑትን ግልጋሎትን መቅረብቲ ምካኖም ዘረጋግፅ መለለዩ ካርዲ ዘለዎ ኮፒ ገይሮም ከተሓሕዙ አለዎም

ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ንዕድም::

ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

ኣብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን ሐበሬታ እንትሃልዎም ኣብ መብርሂ ይሓቡሩልና

መተሓሳሰቢ

ንዝበለፀ መምርሒ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342419467 Â ወይድማ 0914010487 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo