ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኣቅሑ ቢሮ፣ መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ዝፅግን በዓል ሙያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክፀግንን ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ስፖርት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ን1ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተርሳይክልን ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ዕጥቂታትን ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ ከሐትም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንትጮ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቆዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ፣ መፃሕፍቲ ናይ ሳይክል መሳርሒ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሕቱን ፣ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየን ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ፣ ናይ መኪና ፅገናን ናይ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12 /2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ወረዳና ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካሜራን ፣ ሳይክላትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝናብ መከላከሊ ኣቅሑት ስሊፒንግ ባግ40 ፣ ሬንኮት 40ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

እንደርታ ወረዳ ዕቅድና ፋይናንስ ደጋፊ ስራ ሂደት ግዢ ፋይናንስ ንብረት ኣስተዳደር ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል Field bag 04, Fiel board 04, enginnering scale 04, umbral 04, rain coat 04, matter 04, clip board 04, pencil 16, lapis 80

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ንናይ ቦርሳ ዋተር ፕሩፍ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት / መለለይ ካርዲ ጠበቃታት/ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ /ተሓዛሊ ሻንጣ /፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ