ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካሜራን ፣ ሳይክላትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ

1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፀሪ ቲን ዘለኩም

3 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክከፋል ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ት

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10/09 14 25 91 87  ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo