ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ኣቅሑ ቢሮ፣ መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ዝፅግን በዓል ሙያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክፀግንን ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤ መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

3 ተጫረቲ ካብ ዝምልከቶ 4ይ ደረጃ ልዕሊኡን መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 መኸበሪ ጨረታ፣ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ 5000 ቅርሺ፣ ኣቅሑ ቢሮ 10000 ቅርሺ፣  መኪና ዝፅገናሉ ጋራዥ 10000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ሕትመት 3000 ቅርሺ፣  ፣ ንናይ መኪና ፅገና ጋራዥ 10,000.00 ቅርሺ ፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድቲ 40000 ቅርሺ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን10,000.00፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢእንዳ ስላሴ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

7 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 22/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/01/2013 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 09 38 18 00 24 /09 14 37 66 74 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo