ግልፂጨረታ
ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ተወዳደረቲከማልእዎዝግባእ::
1 ተወሳኺእሴት/ቫት/ተመዝጋቢዝኾነወረሓዊድክለርዝገብርንመረዳእታኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
2 ሕጋዊንግዲፈቓድዘለዎን ናይዚዓመትግብሪዝኸፈልሉመረዳአታሓሒዙከቕርብ ዝክእል::
3 ናይመቕረባይነትንግልጋሎትወሃባይነትንፈቃድአታሓሒዙ ከቅርብዝክእል ::
4 ናይግብሪከፋሊመለለይ/TIN/ኣታሓሒዙ ከቅራብዝኽእል::
5 ጨረታመኽበሪ
- ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሓ ብር 10,000.00 /ዓሰርተሽሕ/
- ሕትመት ብር 5,000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብሰፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ::
6 ተወዳደረቲንዝሸነፍዎንብረትኣብዉሽጢ 5 ተመዓልቲዉዕልምእሳርዝክእል::
7 ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮም ዕለት ኣብዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያከቕርቡ ዝክእሉ::
8 ተወዳደረቲኣብዝመልእዎፕሮፎርማማህተምፊርማንሙሉእኣ/ሻቑፅሪክገልፁዝኽእሉ::
9 ተወዳደረቲን ንሕድሕድሰነድ ብር 30.00 ብምኽፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 25/ 09 /2007 ዓ/ም - 04/10/ 2007 ዓ/ም ቐትሪ ሰዓት 8:00 አብመ/ቤተናዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉዝኸእሉኾይኖምአብቲዕለትሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸብሉይኽፈት::
10 ኮሚሽናዝሐሸመማረፂእንትረኪቡብኽፋልይኹንብሚሉእናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::
11 አብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተኸልእ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ::
12 ንተወሳኺሐበሬታብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎምወይከዓ ብኣካልኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮቑፅሪ 208 ቐሪቦምምሕታትይከአል::