ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓይደር ንዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ጀነሬተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅ/ትና ኤሌክትሮ መካኒካል ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ከ/ስ/ከ/ል/ ዝርከብ ናይ ማሽነሪ ክራይ ግሪደር፣ ዶዘር/ ኤክስካቫተር፣ ማይ ቦቴ /shower track/ ዳምትሪክ 16m3 ንሎደር 2016 ክራይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እረማልኡ ክትሳተፉ ንዕድም፡፡

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ማሽን ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት፣ መመላክዒ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ድምፂ ኣልባ ጀነሬተር 30 KVA/24 Kw super Silent diesel Operated Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ናይ ውሽጣ ውሽጢ ፅርጊያ ሓመድ ኣፅዒኑ ከምልእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ ኤክስካቫተር ወይ ሎደር ሰብ ዋና ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ን3ይ ዙር መናእሰይ ናይ ስልጠና ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን፣ ኮስሜቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅን፣ ፈርኒቸርን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ፣ ምግቢ ኣቅሑት፣ ምርባሕ ደርሆ፣ ምህጣር ከፍቲ መሳርሕታትን ፣ ናይ ጎማ ካለማደሪያን ናይ ሞዴል ል1HZ /ኣንቡላንስ/፣ ሞዴል ZN-1033UBX፣ ሞዴል 682-N3 ኢነትረ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኵሓ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ሞተር ሳይክልን ናይ መኪና ጎማን ከምፅኡን ፊት ንፊት ፍፁም ብርሃን ሬስቶራንት ወልደ ንጉስ ትምህርቲ ቤት ዝርከብ ሓምላዋይ ስራሕቲ ከባቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡