ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ከ/ስ/ከ/ል/ ዝርከብ ናይ ማሽነሪ ክራይ ግሪደር፣ ዶዘር/ ኤክስካቫተር፣ ማይ ቦቴ /shower track/ ዳምትሪክ 16m3 ንሎደር 2016 ክራይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እረማልኡ ክትሳተፉ ንዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈትና ከባቢያዊ ልምዓት ክ /ከተማ ዓይደር

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን መቅረባይነት ናይ መሽነሪ ክራይ ዘለኩም ይምልከት ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን ፤

2 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤

3 ተሳተፍቲ ሰነድ ብር 200.00 ዘይምለስ ብምክፋል ክውስድ ዝክእል፤

4 ተሳተፍቲ መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ 5000.00 ሽሕ ብር ከትሕዝ ዝክእል፤

5 እቲ ሰዓራይ ንዘሸነፎ ንብረት ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 21 መዓልቲ ኣታዊ ዝገብር፤

6 ተሳተፍቲ ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ደኩመንት ሓደ ሙሉእ ጨረታ ሰነድ ዋና፣ ክለተ ፎቶኮፒ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ስራሕ // መጠቃለሊ ድምር ዋጋን ዲዛይንን ናይ ጨረታ ውሕስናን ሰነዳት ኣብ ዝ/ዩ ፖስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታታት ኣብ ካእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ከ/ስ/ዝ/መ/ልምዓት ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት እቲ ዝተሸጠ ሰነድ ኣብ ካኪ ፖስታ ተዓሺጉ ዕለት 30/09/2011 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሽዑ ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ ቦታ ከ/ስ/ዝ/መ/ልምዓት ክ/ከ/ዓይደር ቢሮ ቁፅሪ 8 ንርከብ፤

8 ከይዲ ስራሕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345-510749/ 0345-510026/ 0345-510028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo