ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ ኢንድስትሪያል ማተርያል / ቡሎኬት/ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ በሚሰራዉ ኣዲሱ ህንፃ ለሚሰራዉ አሸዋ እና ጠጠር በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብሎኬት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ፀፀር ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ

ድርጅታችን መከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኣፓርታማ ግንባታ ዓዲሓ ፕሮጀክት 16-11B ፕሮጀክት መቐለ ከተማ ዓድሓ ሳይት / ዳዕሪ ኣካባቢ/ ለሚያስገነባው የጋራ መኖሪያ ቤቶች ለኮንስትራክሽን ኣገልግሎት የሚውል ጥራቱ የጠበቀ ኣሸዋ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ ሃላ/የተ/የግ/ኩባንያ በኣብይ አዲ ከተማ ለሚሰራዉ የጉና ፕሮጀክት ኣጐልግሎት የሚዉል ፣ አሸዋ ፡ ጠጠር 02 ፣ የመሰረት ድንጋይ Selected materiel ፣ እና ጠጠር በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ማይ ማዓድንን ኢነርጅን ከይዲ ስራሕ ቀረብ መስኖ ዝዉዕሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት፣ እምኒ ፣ ሑፃን ጃህያን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ Red Ash፣ ሲሚንቶ፣ ኣሸዋ፣ ጠጠርØ2፣ የተለያዩ መጠን ያላቸው ቴንዲኖ፣ የተለያዩ መጠን ያላቸው ሚስማር፣ soft wire 1.5 mm፣ ጥቁር ድንጋይ የፎርም ወርክ ጣውላ (wooden board with 4m length 30cm and 5mm thickness formwork) እና የተለያዩ መጠን ያላቸው ባህርዛፍ ግዥ ተጫራቾች በራሳቸዉ ትራንስፖርት ኣግዘዉ እና ማራገፍ መቐለ በሚገኘዉ ኢትዮ ቴሌኮም ግቢ ዉስጥ ማራገፍ ማስረከብ የሚችሉ በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።