ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ማይ ማዓድንን ኢነርጅን ከይዲ ስራሕ ቀረብ መስኖ ዝዉዕሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት፣ እምኒ ፣ ሑፃን ጃህያን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 መለለይ ቁፅሪ ከፈላይ ግብሪ ዘለዎ

2 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገበ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠን

4 መፅዓንን መራገፍን ክሽፍን ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ብዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

6 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ቼክ ዘትሕዝ

7 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል ብምእሳር ኣብ 20 መዓልቲ እቲ ዝድለ ናብተን ጣብያታት ክወስድ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 20 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/06/2012ዓ/ም ክሳብ 24/06/2012ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

9 እቲ ጨረታ 24/06/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 75 14 84 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo