ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ማሕበር ኣክስዮን ትካል ማይክሮፋይናንስ ሰሜን ዝተፈላለየ ዓይነት ኮምፒውተርን ተዛመድቲ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮፒዩተርን ተመዲ ኮፒዩተርን ፤ላፕቶፕ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ቆፀርቲ: ካልኦት ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፍቲንግታትን HDPE መገጣጠምን : 2 ኮምፒተር : ፕሪነተር ን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ኮምፒተር መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ካሜራ መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ካሜራ መሳርሒታት ማለት እዉን ኣክሰሰሪ ናይ ካሜራ ግዚኢት በዝሒ 2 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ላፕቶፕን ፕሪንተርን ን : ዘርኢ መኖን : ናይ ኤንድስትሪ ዉፅኢት ዝኮኑ ናይ ሕርሻ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ኤሌክትሮኒክስ ቀወምቲ ኣቅሑትን ናይ ሶፍትዉር ምህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ኤሌክትሮኒከስ ፅገና ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር መለዋወጢ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 10982 ግ/ል/ት ዕለት 22/5/2016 ዓም ብልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሐበሬታን ዳታ ቢቤዝን ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕላ ላፕ ቶፓት ( laptops) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ