ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ኤሌክትሮኒከስ ፅገና ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር መለዋወጢ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 10982 ግ/ል/ት ዕለት 22/5/2016 ዓም ብልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሐበሬታን ዳታ ቢቤዝን ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

 1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክእል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቐባለነት  የብሉን / ካብ ዉድድር ወፃኢ / ይግበር

2 ግብሪ ከፋሊ /ቲን/ ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል

3 ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባለነት የብሉን

4 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

5 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

Kyocera Ecosys p2040DN

Pcs

6

NB ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝግበር ምካኑ ንሕብር

ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 22/5/2016 ዓም ክሳብ 24/5/2016 ዓም

ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ስቁ 0344407335

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo