ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሮንክስ አቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Speficationመዐቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Tablet lap top (ታብሌት ላፕቶፕ)በቲ ተታሓሒዙ ዘሎ ስፐስፍኬሽን መሰረትቑፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1.ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡ እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቀርብን።

2.ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ (ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡

4.ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5.ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

6.ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኸእሉ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ፡፡ 


9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914129501 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo