ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት /ኮምፒተር ፕሪንተር ስካነርን/ ከምኡዉን ንዘለዋና ዓበይትን አናአሽቱን መካይን ናይ ጋራዥ ግልጋሎት ንምርካብ ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኮምፒተር፣ ፕሪንተርን ፣ፎቶ ኮፒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት፣ ኤለክትሮኒክስ ከምሰርቪስ ፣ ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ፣ ቢመር ዝአመሰሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም::

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኮምፒተር ፡ላፕቶፕን፡ ናይ ኤለክትሮኒክስን፡ ተዛመድቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብሎት ሓደ ፡ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ መለዋወጢ ናዉቲ ብሎት 2 መቒሉ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቁሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም