ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ

 

ተቁ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

መብርሂ

1

ቶሺባ ላፕቶፕ

3

 

2

ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ

1

My pass port HD -500GB

3

ፍላሽ 4GB SUN DISK

5

 

4

ካስዩ ኩሌተር ንእሽተይ

2

 

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግበኦም ረቆሒታት

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት /TOT/ ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ብዝተወሃበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከረክብ ዝክእል

6 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

7 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተረጋገፀ አበ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር

8 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ አብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሰሪሑ ከረኽበ ዝክእል::

9 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ናይ ጨረታ ሰነድ 20 ብር /ዒስራ ብር / ብክፋል ክትወስዱ ትኽእሉ::

10 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

11 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/03 /2008 ዓ/ም ክሳብ 14/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ቀተሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6  ደብሪ ይኽፈት::

12 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ሞባይል 0914 - 765389

ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ቢሮ እዩ ::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo