ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣብ 2012ዓ/ም ሓደ ዓሚቕ ጉድጓድ መስተ ማይ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡን ብናይ ማይ ዃዕቲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ

1 ብናይ ማእኸለዎትን ዓመቕትን ጎዳጕዲ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ ፈቃድ ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ኣብተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ መጋቢትን ማዝያን 2012ዓ/ም ሒሳብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘወራረድኩም

3 ንማእኸለዎት ዓመቕቲ ጎዳጉዲ መመዝገቢ ወረቀት ዘቅርቡ

4 ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ማይ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም

5 ነቲ ስራሕ ኣድለይቲ ዝባሃሉ በቲ ዝርዘር መዐቀኒ መሰረት ቴክኒካል ብቅዓት ዘማልኡ ሰብ ሞያታት ሃይድሮሎጅስትስ ኤሌክትሮ መካኒካል ንናይ ባዕሉ ወፃኢታት ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል

6 ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐን ፅቡቅ ኣፈፃፅማ ከም ዝነበሮ ዝገልፅ ስራሕ ልምዲ ከቅርብ ዝክእል

7 ሓደ ዓሚቕ ማይ ጀጉድጋድ ካዕቲ በቲ ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት ኩዒትን ሰሪሑን ንዑ ዘድሊ ኣቅሑት ባዕሉ ኣቅሪቡ ገጢሙ ከቅርብ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ጨረታ መኸበሪ ንሓዳ ዓሚቕ ጕድጋድ 25000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ቢሮ ቁፅሪ 107 ምዉሳድ ትክእሉ

10  እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ 19/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/10/2012ዓ/ም  ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 04/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo