ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ቤት መዘጋጃ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ደብሪቺ ከባቢ ዓቶሮ ድልድል ንምስራሕ ብደረጃ GC RC 7ተን ልዕሊኡን ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፣ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ

2 ናይ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ተኮናታራይነት ምዝገባ ካርዲ

3 ወረቀት ምስክር ምዝገባ ከፋሊ ግብሪ ፣ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

4 ወረቀት ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ 120000.00 ቅርሺ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ ዘቅርብ ኮይኑ ብብሔራዊ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዘራጋገፆ ቼክ ለተር ኦፍ ክሬዲት ዘቅርቡ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ህንፃ ስራሕቲ ሳይዝ ካብ ዝረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 180 ተከታታሊ መዓልታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ኣለዎም

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 17/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ማዛጋጃ ዓድዋ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 04 ቀዳማይ ደብሪ ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 15/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ማዛጋጃ ዓድዋ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 04 ቀዳማይ ደብሪ ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 71 13 09

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo