ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ፣ ማሽናትን ዓብይቲ መካይንን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኣብቲ ትካል ዘለዋ ተሽከርከርቲ ጂፒኤስን፣ ስፒዶ ሜትርን ክገጥመለን ስለ ዝደለየ ኣጫሪቱ ክዕድም ይደሊ

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ፣ ኬሚካላት መፃረዪ ማይ፣ ኣክሰብታ 2051 በዝሒ 2500 ኪግ ፣ ኮልትሬት በዝሒ 2500 ሊትሮ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ አኻዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስፔር መኪና ዘይትን ቕብኣትን መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ በታርጋ ቁጥር ኢት 4-19150 የምትታቀቅ ሞዴል የሆነች የእሳት ኣደጋ መኪና ለመጠገን ያሚያስፈልጉ መለዋወጫ እቃዎች ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ ሎት 1 ናይ መኪና ጎማ ስፔር ፣ ሎት2 ሽም ዝርዝር ብማይካ፣ ክስረሐሉ ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ሱሩዕ በጀት ኣብ ከተምኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ካልኦት ሃለቅቲ ንብረታት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማ ፣ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ፅሕፈትን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ