ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

2ይ ጊዜ ግልፂ ጨረታ

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለይ ግብሪ ከፋልነት(Tin No)፣መቕረባይነት ስርተፊኬት፣ናይ ተወሳኺ እሴት ታክሲ(VAT) ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬትን ናይ መስከረም ወርሒ ቫት ዲክለረሽን ዘቕርቡ

2. ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5,000/ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ማእኸልና ከትሕዙ ዝኽእሉ

3. ጨረታ ሰነድ ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 04 ዘይምለስ ብር 50( ሓምሳ ብር) ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/04/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ።

4. ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከብሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይኸውን።

5. ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላልን ኣይኽእሉን።

6. ጨረታ ዕለት 26/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይክፈትብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጓጎልን።

7. ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኸፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን።

8. ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ከትሕዝ ዝኽእል።

9. ናይ ማይን ካልኦት ወፃኢታትን ብተጫረታይ ይሽፈን ።

10.ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ። 

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0933-50-60-50 ደዊሎም ክረኸቡና ይኸእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo