ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ኮረም

ስለዚ እቲ ከጫርቶ ዝደለዮ ኣቁሑት ቱቦን መገጣጠሚ ቆፃርን፣አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል አቁሑት ኤለክትሮኒክስን መሳርሒ ፅሕፈትን ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

ናይ ሕጋዉነት መረጋገፂ ዘማለአ ናብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ኮረም መፂኡ እቲ ጨረታ ሰነድ ንክገዝእ እናዓደምናÂ

ዘይምለስ ንትቦን ቆፃርን መገጣጠምን 50 ቅርሺ ፣ንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 20 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ማለት ኮምፒተር ፕሪንተርን ላፕቶፕን 20 ቅርሺ ንመሳርሒ ፀሕፈት 20 ቅርሺ ብምትሓዝ እቲ ሰነድ ምግዛእ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 10 ጥቅምቲ 2009 ዓ ም ክሳብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኣብ ዘሎ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ Â ምዉሳድ ይከኣል

ሳንዱቅ ጨረታ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት Â ሰዓት 9፡ 00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510048 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo