ቤት ፅሕፈት ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን ኣብ ግልጋሎት ዉዒሎም ዝተመሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 እዚ ግልፂ ጨረታ ዘይመለስ ብር 30 ሰነድ ብምግዛእ ክጫረት ዝደሊ

2 እዚ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20/10/2009 ዓም ክሳብ ዕለት 28/10/2009 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ይከዉን

3 አዚ ጨረታ ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳፅን እስካብ ዕለት 28/10/2009 ዓም ሰዓት 9:00 ተኣሺጉ ሰዓት 9:15 ጨረታ ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ቤት ፅሐፈት ትልምን ፈይናንስ ይክፈት

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 2000 ከትሕዝ ዝክእል

5 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲታት ከልእል ዝክእል

7 በቲ ዝወፀ መዐቀኒ ዝርዝር ዘጉላእልእ ዘትሓዞ ናይ መክበሪ ዉዕል ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣተዊ ይከዉን

8 ሰነድ ዝሽየጠሉ ቤት ፅሕፈትና ወረዳ ቆላ ተምቤን ልምዓት እቶት

9 እቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ትጫራታይ ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ብዓይኑ ሪኢዩ ንክጫረት ንሕብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo