ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት 2010 ዓም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት 2010 ዓም ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕረሻ ክልል ትግራይ ንናይ ቴክኖሎጂ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ገዛ አቁሑት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ በዓል 7.5 ብ12 ሓዱሽ ጎማ መኪና ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊ መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቀሑት ማይ ቧንቧ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት ኢሉዉን እታወታት ምግቢን ሻሂ ክበብን ኣገልግሎትን አገልግሎት ጋራዥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ Complexity electrical saber pump ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ዘፈራት ኣብያተ ፅሕፈት መንገድን መጎዓዝያን ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ካብ ኣራና ጣብያ ጎል መንቆሪዩስ ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ ይደሊ በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለያ ሞዴላት መካይን መለዋወጢ ንብረትን ጎማ መኪናን ምስ ካላማደሪያ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ መቂሉ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ኮምፒተርን ኮምፒተር ተንከፍን:ናይ መኪና ጎማ ሞተር ሳይክል ያማሃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ