ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

1 ብናይማይስራሕቲንግዲፍቃድዘለኩም ብርኪ 9ተ ስራሕቲ ማይ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ንግዲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1ናይ 2009 ዓምግብሪከፈሊልኩምናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም 2መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

3 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ 4ዝተሐደሰ ወረቀተ ምስክር ከቅርብ ዝክእል

5 ካልኦት መረዳእታ ሓዊሱ ዋና ክልተ ቅዳሕ ነብሰ ወከፎም ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ሽምን ፊርማን ተወዳደርቲ ዓሪፍዎ ኩሎም ድማ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥማር ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ መሊኦም ከእትዉ ይክእሉ

6ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ብምፍራም ማህተም ብምግባርን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ከአየተኣጎጎሉ መሊኦም ከቅርቡ ዝክእሉ

7ተጫረቲዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ክትወስዱ ትክእሉ

8 ጨረታመክበሪ ቢድቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪብዝተረጋገፀሲፒኦ 10,000 ቅርሺ ቅድሚጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

9እቲ ጨረታ ካብ 13 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 2 መጋቢት 2010 ዓም ኣበ አየር ይፀንሕ ዕለት3 መጋቢት 2010 ዓም ድማ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

11ካልኦት መምርሒ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ 13እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወእዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500005 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo