ንህወሓት ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት: አረጊት ጎማ :ናይ መካይን መቀያየሪ አረጊት ሓዱሽ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ከምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ አወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መክዘኑ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ቆዋሚን ናይ ስፔር ፓርትን ብዘለዉሉ ኩነታት ንሕብረተሰብ ብግልፂ ሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎ መከያን አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ፀለምቲ ከተማ ማይ ፀብርን ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ፍሉይ ቦታ ፈትሓ ጋመን ንናይ ምርምር መሳለጢ ዝከዉን Green House ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ጣብያ ሐየሎም ቁሸት ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኮንደሚንየም ዝነበረ ሐደ ህንፃ ናብ ቤት ፅሕፈት ተቀይሩ ንምስራሕ ናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ብደረጃ 8 ደቂቅ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ማሕበራት ዉይድማ ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

በትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ሕንፃ ዲዛይንና ኮንስትራክሽን በ2010 በጀት ዓመት የኢትዩጰያ መንግስት ግብርና ዕድገት ፕሮግራም ሥራዎች ለማስፈፀም ከዓለም ባንክ በተገኘ ብድር በትግራይ ክልል ፀገዴ ወረዳ ከተማ ዳንሻ ቁም እንስሳት የገበያ ማዕከል ፕሮጀክት ግንባታ ለማካሄድ በደረጃ BC-6/GC-7 እና ከዛ በላይ ለሆኑ ኮንትራክተሮች አጫርቶ ለመሥራት ይፈልጋል

የኢትዪጰያ ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን ቅርንጫፍ ጽህፈት ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቃዎች በግልፅ ጨረታ ባሉበት ሁኔታ አወዳድሮ ለመሸጥ ይፈልጋል

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (ኤች ዲ ቪ ኤል ቢዝነስ ዩኒት) ኤች ኤስ : ላሜራ : ዩ-ቻናል : ፓይፕ ሃለዉ እና ራዉንድ ስቲል በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁና እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል::

በኢትዩጰያ ኤሌክትሪክ አገልግሎት ሰሜን ሪጅን ፅህፈት ቤት መቀለ የቢሮ ግንባታ በርና መስኮት በኣልሚንዩም ለመገጣጠም ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ አገልግሎት ዝዉዕል መድሃኒት እንስሳ ንምግዝእ ይደሊ