ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ መክዘኑ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ቆዋሚን ናይ ስፔር ፓርትን ብዘለዉሉ ኩነታት ንሕብረተሰብ ብግልፂ ሐራጅ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ነቲ ንብረት ክትዕድጉ ትደልዩ ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ 17 ቀበሌ ኣክሱም ሆቴል ላዕለዋይ በሪ ፊት ንፊት ዝርከብ ናይ ቤት ዕዩና መክዝን ካብ ዕለት 4/4/2010 ዓም ክሳብ 18/4/2010 ዓም በኣካል ብምቅራብ ክትሪኡ ትክእሉ ምካንኩም እናፍለጥና ናይቲ ንብረት መበገሲ ዋጋ ኣብቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ዝንበብ ዝቀርብ ኮይኑ እቲ ሓራጅ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 18/4/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ጨረታ ዝጅምር ምካኑ ነፍልጥ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo