ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ፀለምቲ ከተማ ማይ ፀብርን ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ፍሉይ ቦታ ፈትሓ ጋመን ንናይ ምርምር መሳለጢ ዝከዉን Green House ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ
  • በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ: መቅረባይነት ሰርተፊኬት :ቲን ናምበር :ቫት ሰርተፈኬት ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን

2 ብፍላይ ድማ ቅድሚ ሕዚ Green House ምስርሑ መረዳእታ ከታሕዝ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ 30,000.00 (ሰላሳሽሕ) ብስም ብኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም CPO ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ:;

3 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ (VAT) ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓ/ምÂ ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቕርቡ ኣለዎም::

4 ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ቴክኒካል ንሕድሕድ ኣብ ፖስታ ተዓሺጉ ከቀርብ ዘለዎ እንትኮን ብተወሳኪ ፋናንሻል ቴክኒካል ኮፒ ንሕድሕድ ኣብ ፖስታ ታዓሺጉ ክቀርብን ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህለዎ ይግባእ

5 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 50Â ከፊሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይኽእሉ

6 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቕድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪቑፅሪ 03 44 40 28 01 ክሓቱ ይኽእሉ::

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 2/04/2010 ዓ/ም እስካብ 17/04/2010 ዓ/ም ኾይኑ ዕለት 17/04/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኽበሉ ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ይኽፈት ይኹን እምበር ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝኽፈተሉ ግዜ እንተይዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይትኣጎጉልን::

8 ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo